Δεν σας αρέσει; Δεν πειράζει! Μπορείτε να επιστρέψετε προϊόντα έως 30 ημέρες
Δεν θα κάνετε ποτέ λάθος με μια δωροεπιταγή. Χαρίστε στους αγαπημένους σας την επιλογή να διαλέξουν οι ίδιοι οτιδήποτε από τη συλλογή μας.
Έως 30 ημέρες για επιστροφή
ኣቦ ዕሸለይ ኩነለይ፡ ነቲ ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ ብፍላይ ከኣ ነቲ ኣብ ግዜ ደርጊ ዝነበረ እዉን ኩነት ድሕረብይታ ብምግባር ነቲ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ዝተፈጸመ ሰብኣዊ ግህሰታት ካብ ባሕሪ ብጭፋ ጠርኒፋ፡ ትትርኽ ኣብ ሓቀኛ ተመክሮታት ዜጋታት ዝተመስረተት ልብወለድ መጽሓፍ'ያ።
ኣቦ ዕሸለይ ኩነለይ ንፍቕሪ ምስ ዕላማ፡ ንምእማን ምስ ምጥርጣር፡ ንተጻብኦ፡ግፍዕን ሽበራን ምስ ጽንዓት፡ ሕራኔን ተወፋይነትን ኣዋሲባ ተዘንቱ ምስ ጀመርካያ ክትዓጽዋ ዘይትደሊ፡ ኣብ ኣጋ መወዳእታ ግን ከይትውድኣካ ትበቃ ኣዝያ መሳጢት መጽሓፍ'ያ።
ኣቦ ዕሸለይ ኩነለይ ነቶም ነቲ መድረኽ ዝተመከሩ ዜጋታት ትዝታኦም ተዘኻኽር፣ ነቶም ነቲ እዋን ዘየርከብሉ ወለዶን ነቶም ብርሑቕ ዝፈልጥዎን ከኣ ሓበሬታ ተስንቕ ክትከውን ናይ ደራሲ እምነት'ዩ።
Γεια σας! Είμαι ο Libroamiko, ο σύμβουλος βιβλίων σας.
Πώς μπορώ να σας βοηθήσω;